መዝገበ ቃላት

ti መግቢ   »   de Essen

ሸውሃት

der Appetit

ሸውሃት
ሸውሃት ዝኸፍት መግቢ ወይ መስተ

die Vorspeise, n

ሸውሃት ዝኸፍት መግቢ ወይ መስተ
ዓይነት ስጋ ሓሰማ

der Schinken, -

ዓይነት ስጋ ሓሰማ
ቶርታ ናይ ዕለተ ልደት

die Geburtstagstorte, n

ቶርታ ናይ ዕለተ ልደት
ብሽኮቲ

der Keks, e

ብሽኮቲ
ንኡስ-ግዕዝም ሓሰማ

die Bratwurst, “e

ንኡስ-ግዕዝም ሓሰማ
ባኒ

das Brot, e

ባኒ
ቁርሲ

das Frühstück

ቁርሲ
ምቁር ባኒ

das Brötchen, -

ምቁር ባኒ
ጠስሚ

die Butter

ጠስሚ
ቤት ሻሂ

die Kantine, n

ቤት ሻሂ
ፓስተ:ምቁር ሕብስቲ

der Kuchen, -

ፓስተ:ምቁር ሕብስቲ
ካረሜለ

das Bonbon, s

ካረሜለ
ዓይነት ፍረ ካዕካዕ

die Cashewnuss, “e

ዓይነት ፍረ ካዕካዕ
ፋርማጆ

der Käse

ፋርማጆ
ማስቲካ

der Kaugummi, s

ማስቲካ
ደርሆ

das Hähnchen, -

ደርሆ
ችኮላታ

die Schokolade, n

ችኮላታ
ዓይነት ዓካት

die Kokosnuss, “e

ዓይነት ዓካት
ቡን

die Kaffeebohnen, (Pl.)

ቡን
ክሬም

die Sahne

ክሬም
ንቀመም ዝኸውን ዓይነት ፍረ

der Kümmel

ንቀመም ዝኸውን ዓይነት ፍረ
ድሕሪ መግቢ ዝቅረብ ዓይነት መግቢ

der Nachtisch, e

ድሕሪ መግቢ ዝቅረብ ዓይነት መግቢ
ዓይነት ብያቲ

das Dessert, s

ዓይነት ብያቲ
ድራር

das Abendessen, -

ድራር
ሸሓኒ

das Gericht, e

ሸሓኒ
ብሑቅ

der Teig

ብሑቅ
እንቃቅሖ

das Ei, er

እንቃቅሖ
ሓርጭ

das Mehl

ሓርጭ
ቅልዋ ድንሽ

die Pommes frites, (Pl.)

ቅልዋ ድንሽ
ዝተጠብሰ እንቃቅሖ

das Spiegelei, er

ዝተጠብሰ እንቃቅሖ
ዓይነት ዝብላዕ ፍረ

die Haselnuss, “e

ዓይነት ዝብላዕ ፍረ
ጀላተ

die Eiscreme, s

ጀላተ
ካብ ኮሚደረን በርበረን ዝስራሕ ክሬም

das Ketchup

ካብ ኮሚደረን በርበረን ዝስራሕ ክሬም
ኣብ ፎርኖ ዝበስል ዓይነት ፓስታ

die Lasagne

ኣብ ፎርኖ ዝበስል ዓይነት ፓስታ
ሊኵሪስያ

die Lakritze

ሊኵሪስያ
ምሳሕ

das Mittagessen, -

ምሳሕ
ማካሮኒ ዓይነት ፓስታ

die Makkaroni, s

ማካሮኒ ዓይነት ፓስታ
ጋዓት ናይ ድንሽ

der Kartoffelbrei

ጋዓት ናይ ድንሽ
ስጋ

das Fleisch

ስጋ
ዝብላዕ ዓይነት ቃንጥሻ

der Champignon, s

ዝብላዕ ዓይነት ቃንጥሻ
ተኸሽኑ ዝተዓሸገ ዓይነት ፓስታ

die Nudel, n

ተኸሽኑ ዝተዓሸገ ዓይነት ፓስታ
ኣጃ

die Haferflocken, -

ኣጃ
ፓየላ/ብልዒ ስጳኛ

die Paella, s

ፓየላ/ብልዒ ስጳኛ
ኣብ ባዴላ ዝስራሕ ምቁር ሕብስቲ

der Pfannkuchen, -

ኣብ ባዴላ ዝስራሕ ምቁር ሕብስቲ
ፉልዝቁርጠም

die Erdnuss, “e

ፉልዝቁርጠም
በርበረ

der Pfeffer

በርበረ
መነስነሲ በርበረ

der Pfefferstreuer, -

መነስነሲ በርበረ
መጥሓን በርበረ

die Pfeffermühle, n

መጥሓን በርበረ
ዝኩኒ ዝመስል ዓይነት ሓምሊ

die Essiggurke, n

ዝኩኒ ዝመስል ዓይነት ሓምሊ
ሳምቡሳ

die Pastete, n

ሳምቡሳ
ፒሳ

die Pizza, s

ፒሳ
ዕምባባ ኣመሪካ

das Popcorn

ዕምባባ ኣመሪካ
ድንሽ

die Kartoffel, n

ድንሽ
ቅልዋ ድንሽ

die Kartoffelchips, (Pl.)

ቅልዋ ድንሽ
ፕራላይን/ዓይነት ፎፎል

die Praline, n

ፕራላይን/ዓይነት ፎፎል
ዓይነት ብሽኮቲ

die Salzstangen, (Pl.)

ዓይነት ብሽኮቲ
ዝነቀጸ ወይኒ ወይ ዘቢብ

die Rosine, n

ዝነቀጸ ወይኒ ወይ ዘቢብ
ሩዝ

der Reis

ሩዝ
ዝተጠብሰ ስጋ ሓሰማ

der Schweinebraten

ዝተጠብሰ ስጋ ሓሰማ
ሰላጣ

der Salat, e

ሰላጣ
ዓይነት ስጋ ሓሰማ

die Salami

ዓይነት ስጋ ሓሰማ
ዓይነት ዓሳ

der Lachs, e

ዓይነት ዓሳ
መትሓዚ ጨው

der Salzstreuer, -

መትሓዚ ጨው
ፓኒኖ:እምበቲቶ

das Sandwich, es

ፓኒኖ:እምበቲቶ
ጸብሒ

die Soße, n

ጸብሒ
ግዕዝም

die Wurst, “e

ግዕዝም
ስምስም

der Sesam

ስምስም
መረቕ

die Suppe, n

መረቕ
ፓስታ እስፓጌቲ

die Spaghetti, (Pl.)

ፓስታ እስፓጌቲ
ቀመም

das Gewürz, e

ቀመም
ብስቴካ

das Steak, s

ብስቴካ
ብፍረ እስትሮበሪ ዝስራሕ ዶልሺ

die Erdbeertorte, n

ብፍረ እስትሮበሪ ዝስራሕ ዶልሺ
ሽኮር

der Zucker

ሽኮር
ፍረታት ዘለዎ ጀላቶ

der Eisbecher, -

ፍረታት ዘለዎ ጀላቶ
ፍረ ሱፍ

die Sonnenblumenkerne, (Pl.)

ፍረ ሱፍ
ሱሺ/መግቢ ጃፓናውያን

das Sushi, s

ሱሺ/መግቢ ጃፓናውያን
ዶልሺ:መጺጽ ነገር

die Torte, n

ዶልሺ:መጺጽ ነገር
መጽለዊ:ዝተጸልው ነገር

der Toast, s

መጽለዊ:ዝተጸልው ነገር
ዓይነት ዶልሺ

die Waffel, n

ዓይነት ዶልሺ
ዓማዊል ተአንግድ ሰራሕተኛ

die Bedienung

ዓማዊል ተአንግድ ሰራሕተኛ
ዓይነት ካዕካዕ

die Walnuss, “e

ዓይነት ካዕካዕ