መዝገበ ቃላት

ti መሳርሒታት   »   px Ferramentas

መልህቅ

a âncora

መልህቅ
ብረት ዝቅጥቀጠሉ ሓጺን

a bigorna

ብረት ዝቅጥቀጠሉ ሓጺን
ላማ

a lâmina

ላማ
ሰሌዳ

a tábua

ሰሌዳ
ብሎኒ

o parafuso

ብሎኒ
መክፈት ጥርሙስ

o abridor de garrafas

መክፈት ጥርሙስ
መኮስተር

a vassoura

መኮስተር
መልከዪ

a escova

መልከዪ
ሳንኬሎ

o balde

ሳንኬሎ
መጋዝ

a serra circular

መጋዝ
መቅደዲ ታኒካ

o abridor de latas

መቅደዲ ታኒካ
ሰንሰለት

a cadeia

ሰንሰለት
ሰንሰለታዊ መጋዝ

a motosserra

ሰንሰለታዊ መጋዝ
ቡንታ

o cinzel

ቡንታ
ሸረር ዝብል መጋዝ

a lâmina de serra circular

ሸረር ዝብል መጋዝ
ድሪል ማሽን

o berbequim

ድሪል ማሽን
መጉሓፊ

a pá de lixo

መጉሓፊ
ካርትሽ መስተይ ማይ ጀርዲን

a mangueira de jardim

ካርትሽ መስተይ ማይ ጀርዲን
መፋሕፍሒ

o ralador

መፋሕፍሒ
መዶሻ

o martelo

መዶሻ
መላገቢ ማዕጾ

a dobradiça

መላገቢ ማዕጾ
ዓንቃሪቦ

o gancho

ዓንቃሪቦ
መሳልል

a escada

መሳልል
ፊደላዊት ሚዛን

a balança de cartas

ፊደላዊት ሚዛን
ማግኔት

o íman

ማግኔት
ጭቃ መንደቅ

a argamassa

ጭቃ መንደቅ
መስማር

o prego

መስማር
መርፍእ

a agulha

መርፍእ
መርበብ

a rede

መርበብ
ዳዶ ናይ ብሎኒ

a porca

ዳዶ ናይ ብሎኒ
ሰኣልቲ ዝጥቀሙሉ መሳርሒ ሕብርታት

a espátula

ሰኣልቲ ዝጥቀሙሉ መሳርሒ ሕብርታት
ፍርናሽ ሓሰር

a palete

ፍርናሽ ሓሰር
መስአ

o forcado

መስአ
ነዳፊ

a plaina

ነዳፊ
ፒንሳ

o alicate

ፒንሳ
ዓረብያ ኢድ

a carreta manual

ዓረብያ ኢድ
ራስትሬሎ:

o ancinho

ራስትሬሎ:
ምጽጋን

a reparação

ምጽጋን
ገመድ

a corda

ገመድ
መስመር

a régua

መስመር
መጋዝ

a serra

መጋዝ
መቐስ

a tesoura

መቐስ
ቪተ

o parafuso

ቪተ
ካቻቪተ

a chave de fendas

ካቻቪተ
መስፈይ ክዳን ፈትሊ

a linha de costura

መስፈይ ክዳን ፈትሊ
ባዴላ

a pá

ባዴላ
ፈታሊት መንኮርኮር

a roda de fiar

ፈታሊት መንኮርኮር
ሞላ

a mola em espiral

ሞላ
ቁኒን

o carretel

ቁኒን
ሓጺን ዝውሽጡ ገመድ

o cabo de aço

ሓጺን ዝውሽጡ ገመድ
ሜትሮ

a fita

ሜትሮ
ፈትሊ

a rosca

ፈትሊ
መሳርሒ

a ferramenta

መሳርሒ
ሳጹን መሳርሒ

a caixa de ferramentas

ሳጹን መሳርሒ
ማንካ ነዳቃይ

a colher de pedreiro

ማንካ ነዳቃይ
ወረጦ

a pinça

ወረጦ
ፋቸታ

o torno

ፋቸታ
መሳርሒ መልሓሚ ወይ ፋጉሮ

o equipamento de soldadura

መሳርሒ መልሓሚ ወይ ፋጉሮ
ናይ ኢድ ዓረብያ

o carrinho de mão

ናይ ኢድ ዓረብያ
ስልኪ

o fio elétrico

ስልኪ
ርሺ

as lascas de madeira

ርሺ
መፍትሕ እንግሊዝ

a chave de aperto

መፍትሕ እንግሊዝ