መዝገበ ቃላት

ti ኣሕምልቲ   »   sv Grönsaker

ካውሎ ብሩክሰል

brysselkål

ካውሎ ብሩክሰል
ዓይነት ሓምሊ

kronärtskocka

ዓይነት ሓምሊ
ንመግቢ ዝኸውን ዓይነት ተኽሊ

sparris

ንመግቢ ዝኸውን ዓይነት ተኽሊ
ካዝሜር ዝመስል ዓይነት ፍሩታ

avokado

ካዝሜር ዝመስል ዓይነት ፍሩታ
ባልደንጋ:ፋጆሊ

bönor

ባልደንጋ:ፋጆሊ
ፔፐሮኒ

paprika

ፔፐሮኒ
ካውሎ ፍዮሪ ዝመስል ዓይነት ሓምሊ

broccoli

ካውሎ ፍዮሪ ዝመስል ዓይነት ሓምሊ
ካውሎ

kål

ካውሎ
ዓይነት ካውሎ

kålrabbi

ዓይነት ካውሎ
ካሮቲ

morot

ካሮቲ
ካውሎ ፍዮሪ

blomkål

ካውሎ ፍዮሪ
ሴደኖ

selleri

ሴደኖ
ሕምሊ ሽኮርያ

endive

ሕምሊ ሽኮርያ
ጉዕ በርበረ:በርበረ

chilli

ጉዕ በርበረ:በርበረ
ዕፉን

majs

ዕፉን
ዝኩኒ ዝመስል ዓይነት ተኽሊ

gurka

ዝኩኒ ዝመስል ዓይነት ተኽሊ
መለንዛን

aubergin

መለንዛን
ብጫ ዕምባባ ዘለዋ ተኽሊ

fänkål

ብጫ ዕምባባ ዘለዋ ተኽሊ
ጻዕዳ ሽጉርቲ

vitlök

ጻዕዳ ሽጉርቲ
ቀጠልያ ካውሎ

grönkål

ቀጠልያ ካውሎ
ኣድሪ

mangold

ኣድሪ
ፓሮ

purjolök

ፓሮ
ሰላጣ

sallad

ሰላጣ
ባምያ

okra

ባምያ
ኣውሊዕ

oliv

ኣውሊዕ
ሽጉርቲ

lök

ሽጉርቲ
ፐርሲመሎ

persilja

ፐርሲመሎ
ዓይኒ ዓተር

ärta

ዓይኒ ዓተር
ዱባ

pumpa

ዱባ
ፍረ ዱባ

pumpafrön

ፍረ ዱባ
ድንሽ ዝመስል ጻዕዳ ወይ ቀይሕ ተክሊ

rädisa

ድንሽ ዝመስል ጻዕዳ ወይ ቀይሕ ተክሊ
ቀይሕ ካውሎ

rödkål

ቀይሕ ካውሎ
ቀይሕ በርበረ

peperoni

ቀይሕ በርበረ
ቁስጣ

spenat

ቁስጣ
ሽኮር ድንሽ

sötpotatis

ሽኮር ድንሽ
ኮሚደረ

tomat

ኮሚደረ
ኣሕምልቲ

grönsaker

ኣሕምልቲ
ዝኲኒ

zucchini

ዝኲኒ