ፈተና 34
ዕለት:
ኣብ ፈተና ዘሕለፎ ግዜ፤:
Score:
|
Mon Nov 11, 2024
|
0/10
ኣብ ሓንቲ ቃል ጠውቕ
1. | ካብ ኣመሪካ ዲኹም መጺኹም? |
ከአሜሪካ የመጡት?
See hint
|
2. | ሓደ ሰዓት ሱሳ ደቓይቕ ኣለዎ። |
አንድ ሰዓት ስልሳ ደቂቃዎች
See hint
|
3. | ኣነ ሓደ ፍራውለ ኣሎኒ። |
እንጆሬ አለኝ።
See hint
|
4. | ከልቢ ኣለኩም ዶ? |
ውሻ ?
See hint
|
5. | ኣዝዩ ክፉእ ረኺበዮ። |
አስቀያሚ ሆኖ
See hint
|
6. | እንታይ ዓይነት ኣሊጫ ኢዩ ዘለኩም? |
ምን አትክልቶች ?
See hint
|
7. | ኣብዚ ብበረድ ምኻድ ይክኣል ዲዩ ? |
ላይ መንሸራተቻ እዚህ መከራየት ይቻላል?
See hint
|
8. | ኣበይ ኣለው እቶም ኣንበሳታት ? |
አንበሶቹ ናቸው?
See hint
|
9. | ኣነ ኣብ ናይ ስፖርት ክለብ ኢየ ዝጻወት። |
የስፖርት ክለቡ አባል ነኝ።
See hint
|
10. | ኣብ ቀረባ ጥሮታ ክንቕበል ኢና። |
በቅርቡ ጡርታ
See hint
|